ፎረም ኤርትራዊያንስ
Would you like to react to this message? Create an account in a few clicks or log in to continue.

ኣታ እዞም  ዓድና እዞም  ኣያሹ-ሃባ መዓር ኢሎም ከይልህሱ-ተኣኪቦም እምቦኦም ዘፍርሱ

Go down

ኣታ እዞም  ዓድና እዞም  ኣያሹ-ሃባ መዓር ኢሎም ከይልህሱ-ተኣኪቦም እምቦኦም ዘፍርሱ Empty ኣታ እዞም  ዓድና እዞም  ኣያሹ-ሃባ መዓር ኢሎም ከይልህሱ-ተኣኪቦም እምቦኦም ዘፍርሱ

Post  Admin Wed Nov 13, 2013 1:33 pm

ኣይ ጎሚዳ እንዲካ ሽም ጎሚዳ *ኣብዚኣ ጠዉቅ

ዓለመይ  ዓለመይ   ዓለመይ   ዋይ ዓለመይ  
ንጉሰይ       ንጉሰይ  ንጉሰይ   ኣይኖሜ  ኣይኖሜ
ክቀትሉካ ናይ ሃቆም እንዲዬሜ
ክዘምቱካ ናይ ሃቆም እንዲዬሜ
ንጉሰይ       ንጉሰይ  ንጉሰይ    ዋይ ንጉሰይ    
ዋይ ንጉሰይ   ርኢካያ  እዚ ኣለም ብላሼ  
   ንጉሰይ  ንጉሰይ   ወዲ ከንቲባ እልፉ 
ጠበንጃካ ክልተ ዝኣፉ
ሰናዲርካ ክልተ ዝኣፉ
ጉራዴካ  ክልተ ዝኣፉ

ዓለመይ  ዓለመይ   ዓለመይ   ዋይ ዓለመይ  
ንጉሰይ       ንጉሰይ  ንጉሰይ   ኣይኖሜ  ኣይኖሜ
ክቀትሉካ ናይ ሃቆም እንዲዬሜ
ክዘምቱካ ናይ ሃቆም እንዲዬሜ
ሃቡ መኣር ኢልካ ኣልሂስካዮም


ኣታ እዞም  ዓድድና እዞም  ኣያሹ
ሃባ ምስሊ ኢሎም  ከምይሱ
ሃባ መዓር ኢሎም ከይልህሱ
ሃባ ብእራይ ኢሎም ከይሃርሱ
ተኣኪቦም እምቦኦም ዘፍርሱ
ባይቶና እምበር  እምባ መኣስ ፈሪሱ

ጠበንጃካ ወሪዳ እዳጋ
ሰናድርካ ወሪዱ ኣብ እዳጋ
ጉራዲካ ወሪዱ እዳጋ
ሰናዲርካ ወሪዱ እዳጋ
ጭማራካ ወሪዱ እዳጋ
ጓል ኣዴካ ክትበኪ ምእጋያ
ሰበይትካ ደይምጥን ሰብኣያ
የውጽዶ  የውጽዶ ዋጋ  ንጉሰይ  ዋይ ንጉሰይ
Admin
Admin
Admin

Posts : 153
Join date : 31/08/2012

https://eritrea.catsboard.com

Back to top Go down

Back to top


 
Permissions in this forum:
You cannot reply to topics in this forum