ፎረም ኤርትራዊያንስ
Would you like to react to this message? Create an account in a few clicks or log in to continue.

እንታይ ዝበለ መልክእ እንታይ ዝበለ ቁንጅና ኣቤት ዉበት ጸባይ ሕያዉነት ልቦና

Go down

እንታይ ዝበለ መልክእ  እንታይ ዝበለ ቁንጅና ኣቤት ዉበት ጸባይ ሕያዉነት ልቦና Empty እንታይ ዝበለ መልክእ እንታይ ዝበለ ቁንጅና ኣቤት ዉበት ጸባይ ሕያዉነት ልቦና

Post  Nakfa Wed Nov 14, 2012 5:33 pm



ተፈታዉ ህብሪ ኣፍሪቃዊ ቆርበት
ፈተኩኪ ኣኔ : መረጽኩኪ ኣኔ ንሃዳር ንክብረት

መሪጸያ ለኩ ጔል ሃገረይ
ደቅ ኣድና እስከ መርቁለይ

ከናፍራ ዘቢብ ተክሊ ወይኒ
ማይ ናይ ንግሆ..................................



ናፊቀያ ለኩ ኣኔ ጔል ሃገረይ

እንታይ ዝበለ መልክእ
እንታይ ዝበለ ቁንጅና ኣቤት ዉበት ጸባይ ሕያዉነት ልቦና




Nakfa

Posts : 53
Join date : 10/11/2012

Back to top Go down

Back to top


 
Permissions in this forum:
You cannot reply to topics in this forum