ፎረም ኤርትራዊያንስ
Would you like to react to this message? Create an account in a few clicks or log in to continue.

ኣይት በድለኒ ሰብ ዶ ይብደል ገና ኢየነኩ ክደላደል /ገዲፍካኒ ናበይ......ነኣ ናባይ እሞ ሓዳር ንግበር

Go down

ኣይት በድለኒ ሰብ ዶ ይብደል ገና ኢየነኩ ክደላደል /ገዲፍካኒ ናበይ......ነኣ ናባይ እሞ ሓዳር ንግበር Empty ኣይት በድለኒ ሰብ ዶ ይብደል ገና ኢየነኩ ክደላደል /ገዲፍካኒ ናበይ......ነኣ ናባይ እሞ ሓዳር ንግበር

Post  Nakfa Wed Nov 14, 2012 4:37 pm

click here

ኣይት በድለኒ ሰብ ዶ ይብደል
ገና ኢየነኩ ክደላደል
ገዲፍካኒ ናበይ......ነኣ ናባይ ሓዳር ንግበር



ጸባ መሰል ስኑ መከስከሲ
እሱ ኢዩ ናይ ልበይ መላሲ
ለምኑለይ ምሳይ ከመሲ

ለምኑለይ ምሳይ ንከመሲ
ከም ክዳን ኮይኑ ዘሙቀኒ

ሳዱላዬ ምቅናዬ
እዬ ዝፈቱ እቲ ዘይምንው


Nakfa

Posts : 53
Join date : 10/11/2012

Back to top Go down

Back to top


 
Permissions in this forum:
You cannot reply to topics in this forum